ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ፕረዝደንት ደቡብ ሱዳን ንመቐናቕንቶም ሪያክ ማቻር ምክትል ፕረዝደንት ጌሮም ሸይሞም


ፋይል- ፕረዝደንት ደቡብ ሱዳን ሳልቫ ኬር
ፋይል- ፕረዝደንት ደቡብ ሱዳን ሳልቫ ኬር

ናይ ደቡብ ሱዳን ፕሬዝዳንት ሳልቫ ኪር ንመቐናቕንቶም መራሒ ተቓወምቲ ሪያክ ማቻር ቀዳማይ ምኽትል ፕሬዝዳንት ናይ ጥምረት መንግስቲ ገይሮም ሸይሞምዎም።

ሪያክ ማቻር እቲ ሹመት ናብ ሓቀኛ ኣንፈት ዝወስድ ጽቡቕ ስጉምቲ እዩ ኢሎምዎ ኣለው።

ካብ ዝተፈላለዩ ወኪላትና ዝረኸብናዮም ፀብፃባት ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

ፕረዝደንት ደቡብ ሱዳን ንመቐናቕንቶም ሪያክ ማቻር ምክትል ፕረዝደንት ጌሮም ሸይሞም
please wait

No media source currently available

0:00 0:01:57 0:00

XS
SM
MD
LG