No media source currently available
መራሕቲ ኢትዮጵያን ሱዳንን ናይ ሓደ ደሕንነትን ጸጥታን ናይቲ ካልእ’ውን ምዃኑን ዘይነፃጸል ረብሓ ከምዘለወን ገሊጾም። ካብ ፖርት ሱዳን ናብ ኢትዮጵያ መስመር ባቡር ስራሕ ኣብ ቀረባ ከምዝጀመረን’ውን ተገሊጹ’ሎ።
ርእይቶታት ንምርኣይ
መውሃቢ ርእይቶ ኣብ ፈይስቡክ