ዋሽንግተን —
ብተወሳኺ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ዘሎ ኩነታት ደቂ- ኣንስትዮን ምስ’ቲ ሕብረተሰብ ዘለዎ ኩነታት’ዩ ዝበለኦ ብምዝማድ ኣብዚ መደብ ዘትየን።
ብተወሳኺ ድሕሪ ቃልሲ፡ ማዕርነትን መሰለን ደቂ-ኣንስትዮ ኣብ ክልቲአን ሃገራት ከምቲ ዝግባእ ተመሓይሹ’ዶ ንዝብል ሕቶ’ውን ርእይቶ’ውን ሂበን።
ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።