ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ተጻባእቲ ሓይልታት ሶርያ ብጽልኢ ንዘይምርእኣይ ኣብ ሙኒክ-ጀርመን ስምምዕ ክፍርሙ'ዮም


ኣብ ህውከት ሶርያ ዝተጸምዱ ተዋጋእቲ ሓይልታት ብጸላእነት ንዘይምርእኣይ ተሰማሚዕም፡ ስምምዕ ሰላም ኣብ ውሽጢ ሰሙን ከምዝፈራረሙ ሚኒስትር ወጻኢ ጉዳያት ኣሜሪካ ጆን ኬሪ ኣፍሊጦም።

እቶም ሚኒስትር ወጻኢ ነዚ ዘፍለጡ ነቲ ስምምዕ ንምፍራም ኣብ ዝተበጽሐ ስምምዕ'ዩ።

ኣብቲ ናይ ምፍርራም ስነ-ስርዓት ዝተረኽቡ ኣብ ሕቡራት ሃገራት ኣቦ-መንበር ሰብኣዊ ረድኤት ያን ኢግላንድ ድማ ክንጽበዮ ዝጸናሕና ዓብይ ስጉምቲ'ዩ ኢሎም'ለው።

XS
SM
MD
LG