ኣብዚ ሎሚ ኣብ ሙኒኽ - ጀርመን ዝተካየደ ኣኼባ ንስምምዕ ሰላም ሶርያ ሚኒስትር ወጻኢ ጉዳያት ኣሜሪካ ጆን ኬሪን ሩስያዊ መዘነኦምን ሰርገይ ላቭሮቭ ተረኺቦም ኔሮም። ሩስያ ንዝርርብ ስምምዕ ተኩሲ ደው ምባል ሶርያ ውጥን ኣቅሪባ ካልኦት ሃገራት ምዕራብ ግን ነዚ ውጥን ሩስያ ኣይደገፈኦን።
ላዕለዎት ሰበ-ስልጣን ሶርያ፡ ተቃወምቲን ዓለምለኸ ጉጅለ ንደገፍ ሶርያዊያን ሎሚ ኣብ ሙኒኽ - ጀርመን ኣኼባ ኣካየዶም

1
ሚኒስትር ወጻኢ ጉዳያት ሩስያ ሰርገይ ላቭሮቭ (ጸጋም) ሚኒስትር ወጻኢ ጉዳያት ኣሜሪካ ጆን ኬሪ (የማን)

2
ኣኼባ ኣብ ስምምዕ ሰላም ሶርያ ሙኒኽ - ጀርመን

3
ኣኼባ ኣብ ስምምዕ ሰላም ሶርያ ሙኒኽ - ጀርመን

4
ኣኼባ ኣብ ስምምዕ ሰላም ሶርያ ሙኒኽ - ጀርመን