No media source currently available
ፕረዝደንት ባራክ ኦባማ ኣብ መንጎ ኩባን ኣሜሪካን ዝጸንሐ ኣጸጋሚ ዝምድና ኣፍልጦ ከምዝህቡን እንተኾነ ግን 'መልእኽቲ ሰላም' ንህዝቢ ኩባ ንምትሕልላፍን ነቲ ኣብ መንጎ ክልቲአን ሃገራት ንፍርቂ ዘመን ዝጸንሐ ዝሑል ኩናት ንምዝዛምን ነዚ ዑደት ከምዝፈጸሙ ይገልጹ።