ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ንዝኽሪ ገዲም ስነ ጥበባዊ ኡዝታዝ አልአሚን ዓብደለጢፍ ዝተዳለወ መደብ


ገዲም ስነ ጥበባዊ ኡዝታዝ አልአሚን ዓብደለጢፍ
ገዲም ስነ ጥበባዊ ኡዝታዝ አልአሚን ዓብደለጢፍ

ገዲም ስነ-ጥበባዊ ኣልኣሚን ዓብደልለጢፍ ኣብ መበል 78 ዕድሚኡ ሶኑይ ነሓሰ 7,2017 ዓ.ም ንግሆ ኣብ ኣስመራ ዓሪፉ፡ ስነ ስርዓት ቀብሩ ድማ ሶሉስ ነሓሰ 8,2017 ኣብ መቓብር ሓርበኛታት ኣስመራ ተፈጺሙ።

ንስነ ጥበባዊ አልአሚን ዓብደለጢፍ መሳርሕቱ አቶ ይትባረኽ ገብረትንሳኤ ካብ ካናዳ ከምኡ’ውን አቶ ባህታ ገብረሂወት ካብ አዲስ አበባ ኢትዮጵያ ተዘክሮታቶም አካፊሎም አለው።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

XS
SM
MD
LG