ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኤርትራ ምስ ሕብረት አውሮጳ ዘለዋ ርክብ ተሓድስ


ሕብረት አውሮጳ ብመደብ ፕሮግራም ልምዓት አቢሉ ዝቕጽል ሽዱሽተ ዓመታት ንኤርትራ 229 ሚሊዮን ዶላር ይምድብ ይኸውን'ዩ ተባሂሉ'ሎ።

አብ ኤርትራ ናይ ዝርከብ ልዑኽ ሕብረት አውሮጳ ሓላፊ ክሪስትያን ማናሃል ንርክብ ኤርትራን እቲ ሕብረትን ከምዚ ይብሉ።"ርክብ ሕብረት አውሮጳን ኤርትራን ብዝምልከት ከበድቲ እዋናት ኔይሩ'ዩ ካብ ዝሓለፈ ክልተ ዓመታት ጀሚሩ ግን እቲ ርክባት ብጣዕሚ ተማሓይሹ'ዩ" ይብሉ።

ምሉእ ትሕዝቶ ጸብጻብ አብዚ ምስማዕ ይከአል።

ኤርትራ ምስ ሕብረት አውሮጳ ዘለዋ ርኽብ ተሓድስ
please wait

No media source currently available

0:00 0:04:18 0:00

XS
SM
MD
LG