ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ማልታ፡ ዋዕላ ሃገራት አውሮጳ አብ ጉዳይ አፍሪቃዊያን ስደተኛታት


ልዕሊ 60 መራሕቲ ሃገራት አፍሪቃን ሕብረት አውሮጳን ብዛዕባ'ቲ አብዚ ዓመት'ዚ አብ አውሮጳ ዘጋጠመ ቅልውላው ዋሕዚ ኣማኢት ኣሽሓት ስደተኛታትን ዝወሃብ ግብረ-መልሲን ንምምሕያሽ ፈተነ ዝገብር ዋዕላ አብ ማልታ ሎሚ ረቡዕን ጽባሕ ሓሙስን ክካየድ'ዩ።

ሕብረት አውሮጳ'ቲ አኼባ ሰባት ሃገራቶም ራሕሪሖም ዝኸዱሉ ዘለዉ ምክንያታት ንምርአይ ሕጋዊ መንገዲ ስደትን ፍልሰትን ንምውዳድን ንፍልሰተኛታት ካብ ሓደጋ ንምክልካል ንዘይሕጋዊያን አስገርቲ ንምቅላስን ንመሰል ዑቕባ ዘይበቕዑ ሰባት ነናብ ሃገራቶም አብ ምምላስ ሃገራት አፍሪቃ ዝተሓባበርሉ መንገዲ ከተኩር'ዩ ኢሉ።

ምሉእ ትሕዝቶ አብዚ ምስማዕ ይከአል።

ማልታ፡ ዋዕላ ሃገራት አውሮጳ አብ ጉዳይ አፍሪቃዊያን ስደተኛታት
please wait

No media source currently available

0:00 0:03:45 0:00

XS
SM
MD
LG