ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ሰራዊት ኢትዮጵያ አካል ሓድሽ ተልእኾ ዓቃብ ሰላም ሰራዊት ኣብ ሶማል ክኾኑ'ዮም


ወታሃደራት ኢትዮጵያ ኣብ ዓቃብ ሰላም ኣብ ሶማልያ
ወታሃደራት ኢትዮጵያ ኣብ ዓቃብ ሰላም ኣብ ሶማልያ

ሰበ-ስልጣን ኢትዮጵያን ሶማልያን ኣብታ ሃገር ንዝርከብ ሓዱሽ ተልእኾ ሕብረት ኣፍሪቃ ተሳትፎ ሰራዊት ኢትዮጵያ ዘረጋግፅ ስምምዕ ተፈራሪሞም።

እቲ ስምምዕ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ብወገን ኢትዮጵያ ብፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ዝተመርሐ ሓላፊ ስለያ ኢትዮጵያ ሬድዋን ሁሰንን ዝርከብዎ ልኡኽ ናብ ሞቃድሾ ድሕሪ ዝገብሮ ጉዕዞ ምስ መዘንኡ ጀነራል ኦዳዋ የሱፍ ረጅን ኣብዱላሂ መሓመድ ዓሊ ሳንባሎልሼን ብምርኻብ ዝተኻየደ ምዃኑ መሓውራት ዜና ክልቲኤን ሃገራት ገሊጸን።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

ቅጥዒ

Recommended

XS
SM
MD
LG