ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ ከተማታት ኦሮሚያ ዝካየድ ዘሎ ሰልፍታት ተቓውሞ ተማሃሮ ሎሚ'ውን ቀጺሉ ውዒሉ


ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝርከባ ዩኒቨርሲታት ዝርከቡ ተወላዶ ኦሮሞ፡ ካብ ሰኑይ ጀሚሮም ትምህርቲ ኣቋሪጾም ከምዘለዉ ተገሊጹ። እቶም ተማሃሮ ናይ መግቢ ምሕሳም ተቓውሞ ምኽያዶም'ውን ይግለጽ ኣሎ።

ሓደ ነባሪ ካብ ከተማ ጉደር ንቪኦኤ አብ ዝሃቦ ቃል፡ 'ተመሃሮ ዩኒቨርሲቲን ካልኣይ ደረጃን ተወሃሂዶም ሰልፊ ወጺኦም፡ ማስተር ፕላን ኣይንቕበልን፡ ኣብ ሃገርና ናይ ምንባርን ምዝራብን መሰል ኣለና ዝብል ጭርሖታት የስምዑ ኔሮም'ኢሉ`ሎ።

ምሉእ ትሕዝቶ አብዚ ምስማዕ ይኸአል።

ኣብ ከተማታት ኦሮሚያ ዝካየድ ዘሎ ናይ ተመሃሮ ሰልፍታት ተቓውሞ ቀጺሉ ውዒሉ
please wait

No media source currently available

0:00 0:01:09 0:00

Recommended

XS
SM
MD
LG