ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ ኢትዮጵያ፡ ምዝራስ ሃገራዊ ፈተና 12 ክፍሊን ግብረ-መልሲ ተማሃሮን


ሚኒስትሪ ትምህርቲ ኢትዮጵያ
ሚኒስትሪ ትምህርቲ ኢትዮጵያ

ኣብ ኢትዮጵያ ናብ ዩኒቨርሲቲ ዘእትው ሃገራዊ ፈተና 12 ክፍሊ ስለዝተሰረዘን ዝተናወሐን ዝሰምዑ ኣብ ትግራይን ከተማ ኣዲስ ኣበባን ዝርከቡ መንእሰያት በቲ ተግባር ኣዝዮም ከምዝሓዘኑ ይገልፁ ኣለዉ።ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ክልል ኦሮሚያ ዝርከቡ ገለ ተፈተንቲ ግን እቲ ፈተና ምንውሑ ብምድጋፍ ብተወሳኺ ክናዋሕ ይሓቱ ኣለው።

መንግስቲ ኢትዮጵያ እቲ ፈተና ዝወሃበሉ ጊዜ ካብ ሰነ 27 ክሳብ 30 ክኸውን ወሲኑ’ሎ።

ምሉእ ትሕዝቶ ጸብጻብ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

ኣብ ኢትዮጵያ፡ ምዝራስ ሃገራዊ ፈተና 12 ክፍሊን ግብረ-መልሲ ተማሃሮን
please wait

No media source currently available

0:00 0:08:58 0:00


XS
SM
MD
LG