ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ዛዕባ ምርጫ ኣመሪካ 2016

ዛጊት ካብ ዝተኣከበ ድምጺ ዶናልድ ትራምፕ ይመርሑ ኣለው

ክሳብ ሕጂ ተኣኪቡ ብዘሎ ድምጺ ሕጹይ ሰልፊ ሪፖብሊካውያን ዶናልድ ትራምፕ ኣብ ክፍላተ ግዝኣታት ኢንድያና ወስት ቨርጂን ያን ከንታኪን ተዓዊቶም ኣለው።

ሕጽይቲ ሰልፊ ደሞክራት ዝኾና ሂላሪ ክሊንተን ድማ ኣብ ክፍላተ ግዝኣት ቨርሞት ተዓዊተን ይርከባ።

በዚ ድማ ዶናልድ ትራምፕ ካብቲ ዘድሊ 270 ድምጺ 24 ኣውሒሶም ኣለው። ሂላሪ ክሊንተን ድማ 3 ድምጺ ረኺበን ኣለዋ።

ኣብ ቀጻሊ ንውጺኢት ድምጺ ክፍላተ ግዝኣታት ፐንስልቫንያ ኒው ሃምፕሸርን ፍሎሪዳን ከነስዕበልኩም ኢና።

መሪሕነት ዶናልድ ዶናልድ ብ ናይ ሂላሪ ክሊንተን ተተኪኡ ኣሎ። ሄላሪ ክሊንተን ኣብ ኢሊኖይ: ሮድ ኣይላንድ: ደላወር: ማሳቹስተስ: መሪላንድ: ዲሲ: ኒው ጀርሲ ተዓዊተን ኣለዋ። በዚ ድማ ዛጊት 75 ድምጺ ረኺበን ኣለዋ።

H2
H2

ብኻልእወገን ዶናልድ ትራምፕ ኣብ ሚሲሲፒ ሚዙሪን ሳውዝ ካሮላይናን ብምዕዋት ድምር ውጽኢት ነጥቦም ናብ 67 ክብ ኣቢሎም ይርከቡ።

ተወሳኺ ጽዓን

XS
SM
MD
LG