ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ዛዕባ ምርጫ ኣመሪካ 2016

ፕረዝደንታዊ ምርጫ ኣሜሪካ ኣብ ዝኻየደሉ መዓልቲ መን ነቲ ምርጫ ይስዕር ይኸውን ብዝብል ዝተፈላለዩ አሃዛትን ክቐርቡ ይውዕል።

ገለ ብሳይንሳዊ አገባብ አሃዛዊ መዓቐኒ ርእይቶ ህዝቢ ንምጥቓም ኽሕብሩ ኸለው ካልኦት ድማ ዘይልሙድን ዘይሳይንሳዊን አገባብ ከምዝጥቐሙ ይገልጹ።

ኣብ ፕረዝደንታዊ ምርጫ 2012 ዓ.ም ንውጽኢት ምርጫ ኣብ 50 ክፍለ-ግዝኣታት ዝተንበዩ ኔት ሲልቨር ኣብዚ ናይ ሎሚ ዓመት ምርጫ ሂላሪ ክሊንተን ክትዕወታ 71.4 ሚእታዊት ዕድል ኣሎ ይብሉ።

ኣላን ሊችማ ዝተባህሉ ፕሮፌሰር ታሪኽ ኣብ ኣሜሪካን ዩኒቨርሲቲ ድማ ካብ 1984 ዓ.ም ጀሚሮም ኣብ ትንበያ ውጽኢት ምርጫ ዘይተጋገዩ ነዚ ናይ ሎሚ ዓመት ምርጫ ዶናልድ ትራምፕ ክዕወቱ እዮም ክብሉ ተንብዮም ኣለው።

ሓጺር ናይ ፈይስቡክ ጸብጻብ ኣብ ጉዳይ ፕረዚደንታዊ ምርጫ ኣመሪካ 2016

ፕረዝደንታዊ ምርጫ ኣሜሪካ ኣብ ዝኻየደሉ መዓልቲ መን ነቲ ምርጫ ይስዕር ይኸውን ብዝብል ዝተፈላለዩ አሃዛትን ክቐርቡ ይውዕል።

ገለ ብሳይንሳዊ አገባብ አሃዛዊ መዓቐኒ ርእይቶ ህዝቢ ንምጥቓም ኽሕብሩ ኸለው ካልኦት ድማ ዘይልሙድን ዘይሳይንሳዊን አገባብ ከምዝጥቐሙ ይገልጹ።

ኣብ ፕረዝደንታዊ ምርጫ 2012 ዓ.ም ንውጽኢት ምርጫ ኣብ 50 ክፍለ-ግዝኣታት ዝተንበዩ ኔት ሲልቨር ኣብዚ ናይ ሎሚ ዓመት ምርጫ ሂላሪ ክሊንተን ክትዕወታ 71.4 ሚእታዊት ዕድል ኣሎ ይብሉ።

ኣላን ሊችማ ዝተባህሉ ፕሮፌሰር ታሪኽ ኣብ ኣሜሪካን ዩኒቨርሲቲ ድማ ካብ 1984 ዓ.ም ጀሚሮም ኣብ ትንበያ ውጽኢት ምርጫ ዘይተጋገዩ ነዚ ናይ ሎሚ ዓመት ምርጫ ዶናልድ ትራምፕ ክዕወቱ እዮም ክብሉ ተንብዮም ኣለው።

ድምጺ ኣሜሪካ ናብ ዝተፈላለዩ መውሃቢ ኑቕጣታት ዝተላእኹ ረፖርተራት መብዛሕትኦም ድምጾም ንሕጹይ ሪፖብሊካን ዶናልድ ትራምፕ ኾነ ሕጽይቲ ዲሞክራትስ ዝሃቡ ኣብ ፖሊሲ ጉዳያት ወጻኢ፡ኢምግሬሽን፡ ትምህርቲ፡ ኢኮኖሚ፡ ጉዳይ ስደተኛታት፡ ግብረ ሽበራ ኣብ ዝለዎም መርገጺ እዩ።

ተወሳኺ ጽዓን

XS
SM
MD
LG