ሲስተር ካሕሳ ሓጎስ ሽልማት ሰላምን ፀጥታን ደቂ ኣንስትዮ ተቐቢላ

ሲስተር ካሕሳ ሓጎስ ሽልማት ሰላምን ፀጥታን ደቂ ኣንስትዮ  ተቀቢላ

No media source currently available

ሲስተር ካሕሳ ሓጎስ ሽልማት ሰላምን ፀጥታን ደቂ ኣንስትዮ ተቀቢላ

ኣብ ሆስፒታል ዓዲግራት ትሰርሕ ሲስተር ካሕሳ ሓጎስ፣ ፆታዊ መጥቃዕቲ ንዝበፅሐን ደቂ - ኣንስትዮ ብብዘበርከተቶ ሰናይ ተግባር ድጋፍ ኣብ እዋን ኲናት፣ ‘ግሎባል ኣፌይርስ ካናዳ’ ካብ ዝተባሃለ ትካል ፍሉይ ሽልማት ሰላምን ፀጥታን ደቂ ኣንስትዮ ተቀቢላ።


ሲስተር ካሕሳ ነቲ ሽልማት ሎሚ ሰሉስ ኣብ መቐለ ካብ ኢድ ሚንስትር ዓለምለኸ ልምዓት ካናዳ ኣሕመድ ሑሴን ተቐቢላ።

​
XS
SM
MD
LG