ሲስተር ካሕሳ ሓጎስ ሽልማት ሰላምን ፀጥታን ደቂ ኣንስትዮ ተቀቢላ
ኣብ ሆስፒታል ዓዲግራት ትሰርሕ ሲስተር ካሕሳ ሓጎስ፣ ፆታዊ መጥቃዕቲ ንዝበፅሐን ደቂ - ኣንስትዮ ብብዘበርከተቶ ሰናይ ተግባር ድጋፍ ኣብ እዋን ኲናት፣ ‘ግሎባል ኣፌይርስ ካናዳ’ ካብ ዝተባሃለ ትካል ፍሉይ ሽልማት ሰላምን ፀጥታን ደቂ ኣንስትዮ ተቀቢላ። ሲስተር ካሕሳ ነቲ ሽልማት ሎሚ ሰሉስ ኣብ መቐለ ካብ ኢድ ሚንስትር ዓለምለኸ ልምዓት ካናዳ ኣሕመድ ሑሴን ተቐቢላ።
ኢፒሶዳት
-
መጋቢት 14, 2025ግንዛበ መሰላት ደቀንስትዮ ንቕድሚት'ዶ ንድሕሪት? -- ዘተ
-
መጋቢት 14, 2025ምህርቲ ሕርሻ ንምዕባይ ዝሕግዝ መሳርሒ
-
መጋቢት 13, 2025ሶርያ ንዝተፈጸሙ ቅትለትን ጥሕሰት ሰብኣዊ መሰላትን ፍትሒ ትደሊ
-
መጋቢት 13, 2025ቅዱስ ወርሒ ጾመ ረመዳን ኣብ ከተማ ምጽዋዕ
-
መጋቢት 12, 2025ምእሳር ፍልስጤማዊ ተመሃራይ ዩኒቨርስቲ ኮሎምቢያን ዘስዓቦ ክትዕን
-
መጋቢት 12, 2025ምስ ደራሲት ገነት ይብራህ