ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ሲስተር ካሕሳ ሓጎስ ኣብ ዓለምለኸ መደብ ሽልማት ተዓዊታ


 ሲስተር ካሕሳ ሓጎስ ኣብ ዓለምለኸ መደብ ሽልማት ተዓዊታ
please wait

No media source currently available

0:00 0:06:41 0:00

ኣብ ክልል ትግራይ ዝተኻየደ ኲናት ፆታዊ መጥቃዕቲ ንዝበፅሐን ደቂ ኣንስትዮ ብናይ ውልቀ ፃዕራን ወፃኢታትን ክትሕብሕብ ዝፀንሐት በዓልቲ ሞያ ሕክምና ሲስተር ካሕሳ ሓጎስ ፡ ግሎባል ኣፌርስ ካናዳ (Global Affairs Canada) ደቂ ኣንስትዮ ሰላምን ፀጥታን (WPS AWARD) ኣብ ዝተባህለ ዓለምለኸ መደብ ሽልማት ተዓዊታ።

XS
SM
MD
LG