ትንታነ -- ኣድማ ተመሃሮ ዩኒቨርስታት ኣመሪካ
ኣብ መፋርቕ ወርሒ ሚያዝያ፡ ብዩኒቨርስቲ ኮሎምቢያ ጀሚሩ ጸኒሑ ናብ ሓያሎ ትካላት ላዕለዎት ትምህርቲ ዝለሓመ ኣድማ ተመሃሮ ኣመሪካ፡ ዩኒቨርስታት ምስ እስራኤል ዘለወ ርክብ ክበትካን ኣብ ልዕሊ ቓዛ ዝግበር መጥቃዕታት ደው ክብልን ዝጽውዕ’ዩ። እዚ ድሒሩ ናብ ኤውሮጳ’ውን ብምስጋር ኣብ ልዕሊ 90 ዩኒቨርስታትን ኮሌጃትን ዛጊት ዝተራእየ ንፍልስጤማውያን ዝሕለቕ ተቓውሞታት፡ ነቲ ዘበገሶ ዕላማታት ኣይውቃዕ ደኣ’ምበር ንሓያሎ ዩኒቨርስታት ግን ምንቕናቕ ፈጢሩለን ኣሎ።
ኢፒሶዳት
-
ለካቲት 07, 2025
መብርሂ ክሪፕቶካርንሲ -- ብዓይኒ ክኢላ ቴክኖሎጂ
-
ለካቲት 07, 2025
መቐለ - ኣብ ስርሓት ሓጺን ዝተዋፈሩ ዝበጽሖም ኣድልዎን ስደትን ይገልጹ
-
ለካቲት 06, 2025
ኤርትራ - ካብ ጻህያይ ባሕሪ ዝስራሕ ፕላስቲክ ንድሕነትን ኣሳላጥነትን
-
ለካቲት 05, 2025
ትልሚ ምግዓዝ ፍልስጤማውያን ፕረ. ትራምፕ ተቓውሞ ይገጥሞ
-
ለካቲት 05, 2025
ጃምላዊ መቕተልቲ ሽወደን -- ብዓይኒ ነባሪ’ቲ ሃገር
-
ለካቲት 05, 2025
ኣመሪካ፡ ንቓዛ ናይ ምቍጽጻር ድሌት ከም ዘለዋ ዝገለጹ ፕረዚደንት ትራምፕ