ትንታነ -- ኣድማ ተመሃሮ ዩኒቨርስታት ኣመሪካ
ኣብ መፋርቕ ወርሒ ሚያዝያ፡ ብዩኒቨርስቲ ኮሎምቢያ ጀሚሩ ጸኒሑ ናብ ሓያሎ ትካላት ላዕለዎት ትምህርቲ ዝለሓመ ኣድማ ተመሃሮ ኣመሪካ፡ ዩኒቨርስታት ምስ እስራኤል ዘለወ ርክብ ክበትካን ኣብ ልዕሊ ቓዛ ዝግበር መጥቃዕታት ደው ክብልን ዝጽውዕ’ዩ። እዚ ድሒሩ ናብ ኤውሮጳ’ውን ብምስጋር ኣብ ልዕሊ 90 ዩኒቨርስታትን ኮሌጃትን ዛጊት ዝተራእየ ንፍልስጤማውያን ዝሕለቕ ተቓውሞታት፡ ነቲ ዘበገሶ ዕላማታት ኣይውቃዕ ደኣ’ምበር ንሓያሎ ዩኒቨርስታት ግን ምንቕናቕ ፈጢሩለን ኣሎ።
ኢፒሶዳት
-
ለካቲት 17, 2025
መራሕቲ ክልል ትግራይ ንምሉእነት ስምምዕ ተጻብኦታት ፕሪቶሪያ ይጽውዑ
-
ለካቲት 17, 2025
ፕረዚደንታዊ ትእዛዝ ብዓይኒ በዓል ሞያ ሕጊ
-
ለካቲት 16, 2025
ንኣፍሪካውያን መስርሕ መከሓሓሲ ፍትሒ ክዝርጋሕ ፃውዒት ቀሪቡ
-
ለካቲት 15, 2025
ምስ ወ/ሮ ኬርያ ኢብራሂም
-
ለካቲት 14, 2025
መርገጺ ወታሃደራውያን መራሕቲ ትግራይ ንመን የርብሕ? -- ዘተ
-
ለካቲት 14, 2025
ኣመሪካ - ወፍሪ ኣንጻር መርበባት ግብረ-ሽበራ