ትንታነ -- ኣድማ ተመሃሮ ዩኒቨርስታት ኣመሪካ
ኣብ መፋርቕ ወርሒ ሚያዝያ፡ ብዩኒቨርስቲ ኮሎምቢያ ጀሚሩ ጸኒሑ ናብ ሓያሎ ትካላት ላዕለዎት ትምህርቲ ዝለሓመ ኣድማ ተመሃሮ ኣመሪካ፡ ዩኒቨርስታት ምስ እስራኤል ዘለወ ርክብ ክበትካን ኣብ ልዕሊ ቓዛ ዝግበር መጥቃዕታት ደው ክብልን ዝጽውዕ’ዩ። እዚ ድሒሩ ናብ ኤውሮጳ’ውን ብምስጋር ኣብ ልዕሊ 90 ዩኒቨርስታትን ኮሌጃትን ዛጊት ዝተራእየ ንፍልስጤማውያን ዝሕለቕ ተቓውሞታት፡ ነቲ ዘበገሶ ዕላማታት ኣይውቃዕ ደኣ’ምበር ንሓያሎ ዩኒቨርስታት ግን ምንቕናቕ ፈጢሩለን ኣሎ።
ኢፒሶዳት
-
ሕዳር 20, 2024
መጻኢ ኣብ ልዕሊ ምሩጽ ፕረዚደንት ትራምፕ ዝቐረበ ሕጊ ከመይ ክኸውን'ዩ?
-
ሕዳር 20, 2024
ማሕበር “ጎርዞ” -- እምቢታ ንምልኪን ወጽዓን
-
ሕዳር 19, 2024
ዳዊት ኢሳቕ -- ኣብ ዘይተረኽቦ -- ሽልማት ንሰብኣዊ ክብሪ
-
ሕዳር 18, 2024
ፕረ. ባይደን ንኣገዳስነት ለውጢ ክሊማ ን ምርኣይ ናብ ዱር ኣማዞን ይበጽሑ