ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣምንስቲ ኢንተርናሽናል ኩነታት ሰብኣዊ መሰል የንቆልቁል ኣሎ ኢሉ


ኣምንስቲ ኢንተርናሽናል ኣብ ዘውጽኦ ዓመታዊ ሪፖርት ኹነታት ሰብአዊ መሰል ኣብ ዝሓለፈ ዓመት 2015 ዓ.ም.ፈ ከምዘንቀልቆለ ኣፍሊጡ።

ኣብ ዓለም ዝለዓለ ቕልውላው ስደተኛታት ዘጋጠማ ሶርያ ምኳና ዝጠቐሰ ኣምንስቲ ኣብዚ ሰዓት’ዚ 58 ሺሕ ሓደሽቲ ተፈናቐልቲ አብ አፍደገ ቱርኪ ይጽበዩ ኣለዉ ክብል’ውን ሓቢሩ’ሎ።

ኣብ ኣምንስቲ ኢንተርናሽናል ምኽትል ዳይሬክተር ቐርኒ አፍሪቃን ዓበይቲ ቀላያትን ሚቸል ካጋሪ ዓመተ 2015 ብሓፈሻ ንሰብኣዊ መሰላት ሕማቕ ዓመት’ያ ኔራ ድሕሪ ምባል አብ ቀርኒ አፍሪቃ ኣብ ኢትዮጵያን ኤርትራን ዝበጽሕ መንግስታዊ ጭፍለቓ ዝተራእየላ ዓመት'ውን እያ ኢላ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

ኣምንስቲ ኢንተርናሽናል ኩነታት ሰብኣዊ መሰል የንቆልቁል ኣሎ ኢሉ
please wait

No media source currently available

0:00 0:01:23 0:00

XS
SM
MD
LG