No media source currently available
ፈነወ ቋንቋ ትግርኛ ድምጺ ኣመሪካ ኢዜማ: መንግስቲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንዝተሰምዐ ተዂሲ ግልጺ መብርሂ ክህብ ሓቲቱ ኣብ ክልል ኣምሓራ ኣስታት 30 ሲቪላት ከምዝተቐትሉ ነበርቲን መንግስቲ'ቲ ክልልን ኣፍሊጦም መደብ ስፖርት ትንታነ: ሶርያ ድሕሪ ኣሰድ ክሕሻ ዲዩ ወይስ ክደግሳ?