ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 18 መጋቢት 2024 ዕለታዊ ዜና - ኣብ ኣስመራ ምብጻሕ ዘካየዱ ፕረዚደንት ሶማል፡ ተጨውዮም ዝነበሩ ሰራሕተኛታት ወንጂ ፋብሪካ ሽኮር ኢትዮጵያ ምሟቶም ስድራ ገሊጾም፡ ምርጫ ሩስያን ካልኦትን ኣብ መቐለ ዘጋጠመ ሕጽረት ነዳዲ ምብጻሕ ተሓጋጋዚት ኣመሓዳሪት ትካል ተራድኦ ልምዓት ኣመሪካ (USAID) ሶናሊ ኮርዲ ኣብ ክልላት ዓፋርን ትግራይን መደብ ሳይንስን ቴክኖሎጂን - ቤት ምኽሪ ኣመሪካን ቲክቶክን ዝምልከት'ዩ
ኢፒሶዳት
-
መጋቢት 22, 2026ፈነወ ትግርኛ ሰንበት
-
መጋቢት 21, 2026ፈነወ ትግርኛ ቀዳም
-
መጋቢት 20, 2026ፈነወ ትግርኛ ዓርቢ
-
መጋቢት 19, 2026ፈነወ ትግርኛ ሓሙስ
-
መጋቢት 18, 2026ፈነወ ትግርኛ ረቡዕ
-
መጋቢት 17, 2026ፈነወ ትግርኛ ሶሉስ