▶መጋባእያ ክሲ ደቡብ ኣፍሪቃ ኣብ ልዕሊ እስራኤል ኣብ ዓለምለኸ ቤት ፍርዲ ገበን ተጀሚሩ


▶መጋባእያ ክሲ ደቡብ ኣፍሪቃ ኣብ ልዕሊ እስራኤል ኣብ ዓለምለኸ ቤት ፍርዲ ገበን ተጀሚሩ

No media source currently available

ካብ’ቲ እስራኤልን ሓማስን ዝዋግእሉ ዞባ ርሒቓ ትርከብ ደቡብ ኣፍሪቃ ንዓለምለኸ ቤት ፍርዲ ገበን ኣብ ዘቅረበቶ ክሲ እስራኤል ኣብ ቓዛ ምጽናት ዓሌት ትፍጽም ከምዘላ ገሊጻ። እቲ ቤት ፍርዲ እስራኤል ነቲ ውግእ ንክተቋርጾ ንክእዝዝ’ውን ሓቲታ’ላ። እስራኤል ብወገና ነቲ ክሲ ትነጽግ።

​
XS
SM
MD
LG