No media source currently available
ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 3 ጥሪ 2024 ዕለታዊ ዜና ዝተፈላለየ ግብረመልሲ ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ሶማሊላንድን ዝተበጽሐ ስምምዕ መዘክር መደብ ህዝቢ ምስ ህዝቢ የጠቓልል።