No media source currently available
ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 25 ጥቅምቲ 2023 ዞባዊ፡ኣህጉራዊን ዓለምለኸ ዜና ግጭት እስራኤልን ሓማስን ዝምልከት ጸብጻብ ፈላሞት 200 ቃላት ትግርኛ ዝብል ንቆልዑ ባህልን ልምድን ቋንቋ ትግርኛ ዝምህር መጽሓፍ ንሕትመት ምስ ዘብቖዓት ማክዳ ሰሎሞን ዝተኻየደ ቃለ መጠይቕ የጠቓልል።