No media source currently available
ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 26 መስከረም 2023 ኣብ ዞባ ኦሞ ዘጋጠመ ምዕልቕላቕ ውሕጅ: ኣመሪካን ኬንያን ናይ ምክልኻል ስምምዕ ፈሪመን: ኣብ ክልል ትግራይ ምስ ሓይልታት ትግራይ ዝዋግኡ ዝነበሩ አባላት ስድራቤቶም ብመንገዶም ዝፈለጥዎ መስዋእቲ ሓዘን ይቕመጡ ምስ ፕሮ .ኪዳነ መንግስት ኣብ ዝተኻየደ ዕላልን የጠቓልል።