No media source currently available
ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 5 መስከረም 2023 ዜና (ሕ/ሃ እስራኤል ኤርትራዊያን ከይትሰጉግ የጠንቅቕ፤ ኣብ መቐለ ኣተሓባበርቲ ሰልፊ ተኣሲሮም፤ ኣምንስቲ ድሕሪ ስምምዕ ሰላም ፕሪቶርያ ተፈጺሞም ዝበሎም ግህሰተታት ዝምልከት ጸብጻብ ኣውጺኡ) ኣብ እስራኤል ኣብ መንጎ ኤርትራዊያን ንዝተፈጥረ ግጭት ዝድህስስ መደብ የጠቓልል
ኣካፍል