ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 12 ግንቦት 2023 ዜና (ልኡኽ ወታሃደራዊ ኣዛዚ ሱዳን ናብ ፕረ.ኢሳይያስ መልእኽቲ ኣብጺሑ፥ ኣይ.ኦ.ኤም ቁጽሪ ካብ ኲናት ሱዳን ሃዲሞም ናብ ኢትዮጵያ ዝኣትው ሰባት ክውስኽ ምዃኑ ይሕብር: ዘማሪትን ስነጥበባዊትን ሂሩት በቀለ ዓሪፋ) ንመዓልቲ ኣደታት ኣብ መቐለ ዝተዳለወ ምርኢት ቃለ መሕትት ምስ ካብ መስረቲ ህወሓት ዝኾኑ ኢን.ግደይ ዘርኣጽዮን ኣብ ስምምዕ ፕሪቶርያ
ኢፒሶዳት
-
ታሕሳስ 06, 2025ፈነወ ትግርኛ ቀዳም
-
ታሕሳስ 05, 2025ፈነወ ትግርኛ ዓርቢ
-
ታሕሳስ 04, 2025ፈነወ ትግርኛ ሓሙስ
-
ታሕሳስ 03, 2025ፈነወ ትግርኛ ረቡዕ
-
ታሕሳስ 02, 2025ፈነወ ትግርኛ ሶሉስ
-
ታሕሳስ 01, 2025ፈነወ ትግርኛ ሰኑይ