ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 04 ግንቦት 2023 ዜና (ኢትዮጵያ፤ ካብ ሱዳን ኣስታት ሰለስተ ሽሕ ዜጋታት ተውጽእ፡ትካል ተራድኦ ልምዓት ኣመሪካ ናብ ክልል ትግራይ ዝግበሮ ሰብኣዊ ሓገዝ ደው ምባሉ ኣፍሊጡ) ጸብጻብ ኣብ መዓስከር ስደተኛታት ኡምራኩባ ዝተፈጥረ ባርዕ ሓዊ ጸብጻብ ኩነታት ካብ ሱዳን ሃዲሞም ናብ ኢትዮጵያ ምእታው ዝተኸልከሉ ኤርትራዊያን መደብ ጥዕና- ሕማም ቲቢ ኣብ ኤርትራ የጠቓልል።
ኢፒሶዳት
-
መጋቢት 31, 2025ፈነወ ትግርኛ ሰኑይ
-
መጋቢት 30, 2025ፈነወ ትግርኛ ሰንበት
-
መጋቢት 29, 2025ፈነወ ትግርኛ ቀዳም
-
መጋቢት 28, 2025ፈነወ ትግርኛ ዓርቢ
-
መጋቢት 27, 2025ፈነወ ትግርኛ ሓሙስ
-
መጋቢት 26, 2025ፈነወ ትግርኛ ረቡዕ