ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 17 መጋቢት 2023 ዜና (ምስሕሓብ ግብጺን ኢትዮጵያን ኣብ ግድብ ህዳሴ: ምብጻሕ ሚ/ጉ/ወ ኣመሪካ ናብ ኒጀርን ድሕሪ 10 ኣዋርሕ ዝተፈትሐ አባል ቴሌቭዥን ትግራይን ካልኦትን) ፕረዚደንት ኢሳያስ ኣፈወርቂ ኣብ ቃለ መሕትቶም ዘቕረብዎ ጻውዒት ወፍሪ ዝምልከት ቃለ መሕትት የጠቓልል
ኢፒሶዳት
-
ታሕሳስ 21, 2025ፈነወ ትግርኛ ሰንበት
-
ታሕሳስ 20, 2025ፈነወ ትግርኛ ቀዳም
-
ታሕሳስ 19, 2025ፈነወ ትግርኛ ዓርቢ
-
ታሕሳስ 18, 2025ፈነወ ትግርኛ ሓሙስ
-
ታሕሳስ 17, 2025ፈነወ ትግርኛ ረቡዕ
-
ታሕሳስ 16, 2025ፈነወ ትግርኛ ሶሉስ