No media source currently available
ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ ጥቅምቲ 4,2022 ዜና (ወሃቢ ቃል ህወሓት ኣብ ክልል ትግራይ ደብዳብ ነፈርቲ ተኻይዱ ክብሉ ሓቢሮም: ኣብ ቦርኪኖፋሶ ድሕሪ ዝተኻየደ ዕልዋ ዘሎ ኩነታትን ካልኦት ዜናታት ዓለምን) ኣብ ኣመሪካ ዝተራእዩ ለውጢ ሕግታት ኢምግሬሽን የጠቓልል