ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ መስከረም 20,2022 ዜና ( ወሃቢ ቃል ህወሓት ብወገን ኤርትራ ናብ ምሉእ ኲናት ዝለሓመ መጥቓዕቲ ተፈንዩልና ክብሉ ሓቢሮም፥ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኢትዮጵያ ኣብ ኣዋሽ ሰባት ብዛዕባ ዘለው ሰባት መግለጺ ሂቡ: ካልኦት ዓለምለኸ ዜናታትን) ጸብጻብ ኩነታት ሞት ወሊድ ኣዴታት ኣብ ክልል ትግራይን ኣብ ኣመሪካ ቁጽሪ ዜግነት ዝረኽቡ ሰባት ምውሳኹ ዝምልከት ጸብጻብ የጠቓልል
ኢፒሶዳት
-
መጋቢት 22, 2026ፈነወ ትግርኛ ሰንበት
-
መጋቢት 21, 2026ፈነወ ትግርኛ ቀዳም
-
መጋቢት 20, 2026ፈነወ ትግርኛ ዓርቢ
-
መጋቢት 19, 2026ፈነወ ትግርኛ ሓሙስ
-
መጋቢት 18, 2026ፈነወ ትግርኛ ረቡዕ
-
መጋቢት 17, 2026ፈነወ ትግርኛ ሶሉስ