No media source currently available
ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ ነሓሰ 17,2022 ዜና ( ኣብ መዓስከራት ክልል ዓፋር ዝነበሩ ተወላዶ ትግራይ ናብ መንበሪኦም ይምለሱ ኣለው: ኣብ ቦረና ዘጋጠመ ደርቂን ካልኦትን) ኣብ ክልል ትግራይ ንኩነታት ስእነት መድሃኒትን ኣብያተ መድሃኒትን ዝድህስስ ጸብጻብ መደብ ደቂ ኣንስትዮን ስድራቤትን የጠቓልል