No media source currently available
ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ ነሓሰ 12,2022 ዜና ( ሕብረት ኣፍሪቃ መንግስቲ ኢትዮጵያን ኣመራርሓ ክልል ትግራይን ምርኻቦም ሓቢሩ፥ ኢትዮጵያ ሳልሳይ ምምላእ ግድብ ህዳሴ ምዝዛማ ሓቢራ: ምርጫ ኬንያን ካልኦትን) ጸብጻብ ምብጻሕ ሚንስትር ጉዳያት ወጻኢ ኣመሪካ ኣብ ኣፍሪቃ ጸብጻብ ምስዳድ ገንዘብ ናብ ክልል ትግራይ ቃለ መጠይቕ ምስ ሰብ ሞያ ስነ ኣእምሮ ኣብ ኩነታት ጥዕና ኣእምሮ ስደተኛታት የጠቓልል
ኣካፍል