ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ ነሓሰ 23,2022 ዜና( ኣብ ጸለምቲን ከባቢኡን ሰብኣዊ ቅልውላው ምህላው ካብቲ ቦታ ምምጽኦም ዝሓበሩ ሰባት ገሊጾም፥ ኮሚሽን ሃገራዊ ልዝብ ኢትዮጵያ ናብ ክልል ትግራይ ንምብጻሕ ምውጣኑ ተፈሊጡ) ኤርትራዊያን ኣብ ኣመሪካ ኣብ ሚነሶታ ኣብ መጀመርያ ወርሒ ነሓሰ ዝተኻየደ ምርኢት ኩዕሶ ስኪዒት ካብ ዘዳልው ሓደ ኣሰልጣኒ ኣሌክሳንደር ልኡል ስዩም ዝተኻየደ ቃለ መጠይቕ የጠቓልል
ኢፒሶዳት
-
መጋቢት 06, 2026ፈነወ ትግርኛ ዓርቢ
-
መጋቢት 05, 2026ፈነወ ትግርኛ ሓሙስ
-
መጋቢት 04, 2026ፈነወ ትግርኛ ረቡዕ
-
መጋቢት 03, 2026ፈነወ ትግርኛ ሶሉስ
-
መጋቢት 02, 2026ፈነወ ትግርኛ ሰኑይ
-
መጋቢት 01, 2026ፈነወ ትግርኛ ሰንበት