No media source currently available
ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ ሓምለ 7,2022 ዜና ( ኣብ ክልል ዓፋር ተታሒዞም ዘለው ተወላዶ ትግራይ ብዛዕባ ኩነታቶም ይዛረቡ: ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኢትዮጵያ ኣብ ጉዳይ ኣብ ቐይዲ ዝኣትው ጋዜጠኛታትን ሰራሕተኛታት መሓውራት ዜና ዝሃቦ መግለጺ) መደብ ጥዕና - ቃለ መጠይቕ ምስ ዶ/ር ኣስቴር ኣለምሰገድ ኣብ ሕማም ኲሊት (ካልኣይ ክፋል) የጠቓልል