ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ ሓምለ 11,2022 ዜና ( ኣብ ዶብ ሱዳንን ኢትዮጵያን ብዝተፈጸመ መጥቓዕቲ ሽዱሽተ ሰባት ሞይቶም፥ አባል ኣመራርሓ ባይቶና ኣይተ ክብሮም በርሀ ምእሳሮም ውድቦም ገሊጹ) ክታበት ቫይረስ ኮሮና ኣብ ክልል ትግራይ ዝምልከት ጸብጻብ መደብ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ድልያ(ሰርች) ንለበዳ ቫይረስኮሮና ከምዝሕግዝ ዝገልጽ ሓድሽ ዝወጸ መጽናዕቲ መሰረት ዝገበረ መደብ የጠቓልል
ኢፒሶዳት
-
ጥሪ 14, 2026ፈነወ ትግርኛ ረቡዕ
-
ጥሪ 13, 2026ፈነወ ትግርኛ ሶሉስ
-
ጥሪ 12, 2026ፈነወ ትግርኛ ሰኑይ
-
ጥሪ 11, 2026ፈነወ ትግርኛ ሰንበት
-
ጥሪ 10, 2026ፈነወ ትግርኛ ቀዳም
-
ጥሪ 09, 2026ፈነወ ትግርኛ ዓርቢ