ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ ሰነ 24,2022 ዜና ( ፕሮግራም መግቢ ዓለም ዘቕረቦ ምሕጽንታ፥ ኣብ ከባቢ ራያ ዘተኻየደ ዂናትን ዋዕላ መራሕቲ ሓባራዊ ሃብቲ ኣብ ሩዋንዳ) ጸብጻብ ኣብ ክልል ዓፋር ኣብ መዓስከር ተመዛበልቲ ዘጋጠመ ሕጽረት መግቢ ቃለ መጠይቕ ምስ ፕሮፌሰር ምትኩ ሃይለ ከምኡ'ውን ኣብ ምርባሕ ከብቲ ዝተዋፈረ ውልቀሰብ ጸባ ብነጻ ካብ መነባብርኦም ተመዛቢሎም ኣብ ከተማ መቐለ ንዝርከቡ ተመዛበልቲ ይዕድል ዝብል መደብ የጠቓልል
ኢፒሶዳት
-
መጋቢት 04, 2026ፈነወ ትግርኛ ረቡዕ
-
መጋቢት 03, 2026ፈነወ ትግርኛ ሶሉስ
-
መጋቢት 02, 2026ፈነወ ትግርኛ ሰኑይ
-
መጋቢት 01, 2026ፈነወ ትግርኛ ሰንበት
-
ለካቲት 28, 2026ፈነወ ትግርኛ ቀዳም
-
ለካቲት 27, 2026ፈነወ ትግርኛ ዓርቢ