ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ድሕሪ ዕጽዋ ንምክልኻል ቫይረስኮሮና ኣመንቲ እስልምና ኢፍጣር ብሓባር የካይዱ


ድሕሪ ዕጽዋ ንምክልኻል ቫይረስኮሮና ኣመንቲ እስልምና ኢፍጣር ብሓባር የካይዱ
please wait

No media source currently available

0:00 0:02:39 0:00

ኣብ ዙርያ ዓለም ዝርከቡ ኣመንቲ እስልምና፥ ለበዳ ኮቪድ19 ካብ ዝጅምር፡ ጾም ሮሞዳን ከኽብሩ ንሳልሳይ ግዚኦም`ዩ። ኣብዚ ኣብ ኣመሪካ፡ ድሕሪ ሰለስተ ዓመት ንመጀመርያ ጊዜ ብዘይ ዝኾነ ደረት፡ ጸሎቶምን ጾሞምን ብሓባር ተኣኪቦም ከካይዱ ክኢሎም ኣለዉ። ጾም ሮመዳን ንኣመንቲ እስልምና ኩሉ ግዜ ሓባራዊ ውራይ ኮይኑ`ዩ ጸኒሑ።

XS
SM
MD
LG