No media source currently available
ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ መጋቢት 24,2022 ዜና ( ኢሰመኮ ኣብ ቅትለት ከረዩ፥ መግለጺ መንግስቲ ኢትዮጵያ ንውሳነ ምቁራጽ ግጭት ኣብ ክልል ትግራይ፥ ምውጻእ ጀማይካ ካብ ግዝኣት ብሪጣን ያን ካልኦት ሒዙ'ሎ) ጸብጻብ ናብ ክልል ትግራይ ዘይበጽሓ ሓገዝ ጸብጻብ ሁማን ራይትስ ዎች ንደብዳብ ነፈርቲ ኣብ መዓስከር ተፈናቐልቲ ክልል ትግራይ ኣብ ገዛ ዘይቲ ብልዒ ኣብ ምድላው ዝነጥፍ ዝምልከት መደብ መደብ ጥዕናን የጠቓልል