ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ መጋቢት 28,2022 ዜና ጸብጻብ ትማሊ ዝተኻየደ ሽልማት ኦስካር ሓላፊ ቤት ጽሕፈት ጉዳያት ወጻኢ ክልል ትግራይ ፕሮፌሰር ክንደያ ገብረሂወት ብዛዕባ ብመንግስቲ ዝሓለፈ ውሳነ ምቁራጽ ተጻብኦን ብህወሓት ውን ተቐባልነት ዝረኸበ ውሳነ፥ ሰብኣዊ ሓገዝን ህወሃት ሰብኣዊ ሓገዝ ከይሓልፍ ከልኺሉ ንዝብል ክስታትን መልሲ ሂቦም ኣለው ቃለ መጠይቕ ኣብ ህልው ኩነታት ክልል ትግራይ ምስ አባል ባይቶና ኪዳነ ኣመነ የጠቓልል
ኢፒሶዳት
-
መጋቢት 31, 2025ፈነወ ትግርኛ ሰኑይ
-
መጋቢት 30, 2025ፈነወ ትግርኛ ሰንበት
-
መጋቢት 29, 2025ፈነወ ትግርኛ ቀዳም
-
መጋቢት 28, 2025ፈነወ ትግርኛ ዓርቢ
-
መጋቢት 27, 2025ፈነወ ትግርኛ ሓሙስ
-
መጋቢት 26, 2025ፈነወ ትግርኛ ረቡዕ