ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ መጋቢት 23,2022 ዜና ጸብጻብ ኣብ ዩክሬን ኣብ ትምህርቲ ዝነበሩ ድሕሪ ኲናት ሩስያን ዩክሬን ናብ ፖላንድ ዝተሰደዱ ኣፍሪቃዊያን ፍሉይ ቅዲ ምድላው ዓሳ ካብ ቤት መግቢ ሰላም ምጽዋዕ ዝምልከት መደብ ከምኡ'ውን ምስ መስራቲትን አካያዲት ስራሕ ኣፍሪቃ ዲያስፖራ ኔትዎርክ ወ/ሮ ኣልማዝ ነጋሽ ዝተኻየደ ቃለ መጠይቕ የጠቓልል
ኢፒሶዳት
-
ታሕሳስ 14, 2025ፈነወ ትግርኛ ሰንበት
-
ታሕሳስ 13, 2025ፈነወ ትግርኛ ቀዳም
-
ታሕሳስ 12, 2025ፈነወ ትግርኛ ዓርቢ
-
ታሕሳስ 11, 2025ፈነወ ትግርኛ ሓሙስ
-
ታሕሳስ 10, 2025ፈነወ ትግርኛ ረቡዕ
-
ታሕሳስ 09, 2025ፈነወ ትግርኛ ሶሉስ