No media source currently available
ዜና ጸብጻብ ኣብ መቐለ ዝተኻየደ ደብዳብ ነፈርቲ መደብ መንእሰያት ብቋንቋ ትግርኛ ድምጺ ናብ ጽሑፍ ትልውጥ ሶፍትዌር ዝመሃዙ መንእሰያት የጠቓልል ፈነወ ትግርኛ ብናይ`ቲ መዓልቲ ዓበይቲ ዜናታት ይጅምር ። ካብ ኤርትራን ኢትዮጵያን ዝረኽቦም ቃለ-መጠይቓትን ሰሙናዊ መደባትን ድማ የስዕብ።