No media source currently available
▶ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ ጥቅምቲ 5,2021 👉ዜና 👉መደረ ፕረዚደንት ኢትዮጵያ ንቤት ምኽሪ'ታ ሃገር 👉ኣመሪካና ፡ ኣብ ኣመሪካ ጣፍ ዘፍርይ ኤርትራዊ ሓረስታይ የጠቓልል ፈነወ ትግርኛ ብናይ`ቲ መዓልቲ ዓበይቲ ዜናታት ይጅምር ። ካብ ኤርትራን ኢትዮጵያን ዝረኽቦም ቃለ-መጠይቓትን ሰሙናዊ መደባትን ድማ የስዕብ።