ልዑል ስዑዲ ዓረብ መሃመድ ቢን ሳልማን ንናይ ክልተ መዓልታት ዑደንት ቤጂንግ ኣትዮም
ልዑል ስዑዲ ዓረብ መሃመድ ቢን ሳልማን ከም አካል’ቲ ኣብ ኤስያ ዘካይድዎ ዘሎ ዑደት ንናይ ክልተ መዓልታት ዑደት ሎሚ ሓሙስ ቻይና ኣትዮም ኣለው።