ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

መራሕቲ ኤርትራ፡ኢትዮጵያን ሶማል ንናይ ባህርዳር ሆስፒታል መሪቖም፡ከፊቶም


ኣብ ኢትዮጵያ ክልል ኣምሓራ ናይ ክልተ መዓልታት ዑደት ዘካየዱ መራሕቲ ኤርትራን ሶማልን ንናይ ባህርዳይ ዩኒቨርሲቲ የጥበበ ግዮን ሽፔሻላይዝድ ሆስፒታል መሪቖም ከፊቶም።

ብተወሳኺ ኣብ ስነ ስርዓት ምረቓ ናይዚ ዓመት’ዚ ናይ ዓውዲ ሳይንስ ተመረቕቲ ባህርዳይ ዩኒቨርሲቲ ተሳፍቲፎም ኔሮም።
XS
SM
MD
LG