ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ካልኣይ ሱሉሳዊ ኣኼባ መራሕቲ ኢትዮጵያ፡ኤርትራን ሶማልን ኣብ ኢትዮጵያ ተኻይዱ


መራሕቲ ኢትዮጵያ፡ኤርትራን ሶማልን ከም መቐጸልታ’ቲ ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ነሓሰ ኣብ ኣስመራ ዘካየድዊ ሱሉሳዊ አኼባ ኣብዚ ዝሓለፈ ሰሙን መወዳእታ ከምዘካየዱ ቤት ጽሕፈት ቀዳማይ ሚንስትር ኢትዮጵያ ዶ/ር ኣብይ ኣሕመድ ኣፍሊጡ።

ክልቲኦም መራሕቲ ቀዳማይ ሚንስተር አብይ አሕመድ ብዝገበረሎም ዕድመ’ዮም ናብ ክልል ኣምሓራ ኢትዮጵያ ምብጻሕ አካይዶም።

ኣብዚ ዑደት ሰለስቲኦም መራሕቲ ካብ ዝሓለፈ ክልተ ኣዋርሕ ጀሚሩ ኣብቲ ዞባ ዝሰርሕዎ ስርሓት ገምጊሞም ንመጻኢ’ውን ብሓባር ከምዝሰርሑ ሓቢሮም።

ምሉእ ትሕዝቶ ጸብጻብ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

XS
SM
MD
LG