ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ምስላዊ ጸብጻብ ግጥም ግብጺን ስዑዲ ዓረብን


ምስላዊ ጸብጻብ ግጥም ግብጺን ስዑዲ ዓረብን
please wait

No media source currently available

0:00 0:01:02 0:00

ስዑዲ ዓረብ ዋላ’ኳ ኣብ ዋንጫ ዓለም 2018 ዘይትቕጽል እንተኾነት ሎሚ ኣብ ዝተኻየደ ግጥም ግን ንግብጺ 2ብ 1 ስዒራታ’ላ። ካብ ምድብ A ዝኾና ክልቲ ኣን ሃገራት ስዑዲ ዓረብ ሳልሳይቲ ደረጃ ክትሕዝ ከላ ግብጺ ድማ መወዳእታ ደራጃ ሒዛ’ላ።

XS
SM
MD
LG