ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ንዝኽሪ ገዲም ስነ ጥበባዊ ኡዝታዝ አልአሚን አብደለጢፍ ዝተዳለወ መደብ


ንዝኽሪ ገዲም ስነ ጥበባዊ ኡዝታዝ አልአሚን አብደለጢፍ ዝተዳለወ መደብ
please wait

No media source currently available

0:00 0:12:24 0:00

ገዲም ስነ-ጥበባዊ ኣልኣሚን ዓብደልለጢፍ ኣብ መበል 78 ዕድሚኡ ሶኑይ ነሓሰ 7,2017 ዓ.ም ንግሆ ኣብ ኣስመራ ዓሪፉ፡ ስነ ስርዓት ቀብሩ ድማ ሶሉስ ነሓሰ 8,2017 ኣብ መቓብር ሓርበኛታት ኣስመራ ተፈጺሙ። ንስነ ጥበባዊ አልአሚን አብደለጢፍ መሳርሕቱ አቶ ይትባረኽ ገብረትንሳኤ ካብ ካናዳ ከምኡ’ውን አቶ ባሕታ ገብረሂወት ካብ አዲስ አበባ ኢትዮጵያ ተዘክሮታቶም አካፊሎም አለው።

XS
SM
MD
LG